top of page
  • Writer's picture

ሶሉስ 7 ምያዝያ 2020 - ሓገዝ ከምኡውን ደገፍ ኣብ ሉንድ ኣብዚ እዋን ናይ ኮሮና ቅልውላው

ዓበይቲ

ምምሕዳር ሉንድ ኣገልጉሎት ንስኡናት ይህብ ኣሎ። እንተደኣ ካብቲኦሞ ንሓደጋ ተቃሊዖሞ ዘለዉ ጉኝለ ኾንካ/ኪ፣ ሓገዝ ዘድልየካ/ኪ እንተኾይኑ፣ ንኣቡነት ኣብ ኣስቤዛ ምግባር፣ ወይከኣ ብነብስኻ/ኺ ንካልኦት ክትሕግዝ/ዚ ድሌት እንተለኩም ናብዚ ተወከሱ።


ናይ ኢኤም (IM) ክፋል ሮድሩም (RådRum)፣ ንሓደስቲ ኣብ ሽወደን፣ ርክብ ምስ ናይ ሽወደን ሕብረተሰብ ንክገብሩ ደገፍ ይህብ። ኣብዚ እዋን ናይ ኮሮና ቅልውላው፣ ሓገዝ ካብ ሮድሩም ብኢመይል ወይ ብቴሌፎን ክርከብ ይከኣል። ተወሳኺ ኣብዚ ኣንብብ/ቢ።


ኣብዚ እዋን ናይ ኮሮና ቅልውላው፣ ናይ ኤኦስ ኬርስ ልሙድ ስፕሮክካፌ ተዓጵዩ ኣሎ፣ ግን ስፕሮክካፌ ኣብ ደገ ይካየድ ኣሎ (ተሳተፍቲ ተረሓሒቆም ኮፍ ይብሉ) ኣብ ሮቡዕ፣ ሓደ ከኣ ብኦንላይን ኣብ ቀዳም - ማኣንታን ቛንቛ ሽወደን ክትለማመድ/ዲ ክትክእል/ሊ። ጉጅለ ኤኦስ ኬርስ “Local Discoveries” ብዛዕባ ጽቡቅ ቦታታት እግሪ ጉዕዞ ክግበረሉ ዝከኣል ሓበሬታ የማኽር፣ ከምኡውን ብዛዕባ ጥዕና ዝሰርሑ ጉጅለና ተወሳኺ ናይ ደገ ንጥፈታት ከቅርቡ እዮም።

ናይ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ህድኣት መስመር “Kvinnofridslinjen” - ንዓኺ ናይ ኣእምሮኣዊን፣ ኣካላዊን ግፍዒ፣ ከምኡ ንው ንዓመጽ ጾታዊ ርክብ ትቃልዒ ዘለኺ፥ 020-505050 


ከተቛርጵ ምረጵ “Välj att sluta” - ቴሌፎን መስመር ንዓኻ ንተፍቅሮም ሰባት ኣብ ሓደጋ ተውድቅ ዘለኻ፥ 020-555 666

ቆልዑ

ኣብዚ እዋን ናይ ኮሮና ቅልውላው፣ ሙሉእ ዝጥዕነኦም ቆልዑትን መንእሰያትን ንጥፈታቶም ክቕጽሉ ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ሉንድ ዝርከባ ናይ ዕረፍቲ ንጥፈታት ዘካይዳ ሎካላት (ፍሪቲድስ ጎርዳር) ጌና ኩፉታት አለዋ። እዚ ዝስዕብ ዲጊታል ኣገልግሎት ብፉሉይ ንቆልዑትን መንእሰያትን ይምልከት፥


ሓገዝ ዕዮ ገዛ


Hej Albert (3-16 år): https://hejalbert.se/


Facebookgrupp Gratis plugghjälp! (SO-ämnena): https://www.facebook.com/groups/208467900375590/?hc_location=group



Facebookgrupp Läxhjälp för alla!: https://www.facebook.com/groups/138251293666523/


Mattcentrums pluggakut: https://www.pluggakuten.se/



ተወሳኺ ደገፍ ን ቆልዑትን፨መንእሰያትን


ን ቆልዑት፣ ብዛዕባ ኮሮና ሻቅሎት ዝስምዖም ዘሎ፥ BRIS (ደውሉ፣ ቻት ወይ ኢመይል) https://www.bris.se/for-barn-och-unga/om-corona/corona-viruset/


Fältgruppen Lunds chatt har utökade tider (vardagar 8.30-21.30, fre-lör 17.00-01.00): https://ungilund.se/faltgruppen/ungdomschatten/


Röda Korset jourhavande kompis: https://rkuf.se/vad-vi-gor/jourhavande-kompis/



Gällande hedersrelaterat våld: https://karlekenarfri.se/


2 views0 comments
bottom of page